ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 27, 2009 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 11, 2009 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:40.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ታሕሳስ 11, 2009 06:00 ከሰአት
  • ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2009 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተጫራቲ ካብ ቢሮቁፅሪ 613 / 40.00 / ቅርሺ ከፊሎም ናይ ጨረታ ዶክመንት ክወስዱ ይክእሉ::

2 ተጫረቲ ንግዲ ፍቃድ ዝተመዝገብሉ ናይ ቫት ሴርቲፍኬትን ናይ መስከረም ወርሓ ዲክለር ዝገበርኩምሉ ቲን ቁፅሪ ንግዲ ምዝገባ መቅረባይነትን ዝተመዝገበኩም ምካንኩም መረጋገፂ ክተቅርቡ ይግባዕ ኮፒ ሒዞም ከቅርቡ

3 ተጫረቲ ካብ ዘቅረብዎ ጠቅላላዋጋ 2% /ክልተ ካብ ሚኢቲ/ ናይጨረታ ውሕስና መከበሪ ቢድቦንድ ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገጸ ስፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ አለዎም ጥረገነዘብ ምትሓዝ አይፍቀድን::

4 ተጫረቲ ዝጫረትሉ ሰነድ ብዝተአሸገ ፖስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፅሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 11/4/2009 ዓ/ም ሰዓት ሓሙሸት /5:00 / ናብ ማረት ቤት ፅሕፈት ኩሉጊዜ አብ ስራሕ ሰዓት እናመፁ ሰነድ ጨረታኦም ኸቅርቡ ይክእሉ::

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 11/4/2009 ዓ/ም ሰዓት 9:00 አብ ማረትቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝርከብሉ እዩ::

6 እቲ ዝተዉሃብ በዝሒ ገፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ገንፂልካ ምትራፍ አይፍቀድን እቲ ዝመላዕኩምዎ ጨረታ ሰነድ ቁብል ከምዘይንገብሮ ነፍልጥ

7 ሕድ ሕድ ገፅ ማሕተም ዕለት ክሕልዎ አለዎ ከምኡ ድማ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝተማልዕዎ ዋጋስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን::

8 ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል(Specification) ምስራዝ አይካአልን::

9 አቲ ድርጅት ዝሓሸ አማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ::

መመለስ
የጨረታ ምድብ