ስለዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ
- ናይ 2008 ዓም ግብሪ ዝከፈለን ናይ 2009ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን
- ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለዎም
- ናይ ነጋዳይ መለለዩ ቁፅሪ ማለት ዉን ቲን ነምበር ዘለዎም
- ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ
- ሰነድ ጨረታ ካብ ወረዳ መረብ ለከ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
- ናይ ጨረታ ፖስታ ቅድሚ ምክፋቱ 5000 መክበሪ ጨረታ ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብዝተፈለጠ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎ
- ንብረት ብመቅረብቲ ዝጉዓዓዝ ይከዉን ናብ ከተማ ራማ አታዊ ይግበር ንመለዋወጢ አቁሑ መኪና ግን ናብ ሽረ ተሰፋይ መላሽ ጋራጅ ኣታዊ ዝገብር
- እቲ ጨረታ 7 ታሕሳስ 2009 ዓም ሰዓት 4፡00ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ መረብ ለኸ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ኬዝ ቲም ዕደጋ ይክፈት
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0345550125 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
መመለስ