ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2009 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ቢሮ አቁሑት Office furniture ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 21, 2009 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 4, 2009 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ታሕሳስ 4, 2009 06:00 ከሰአት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • Print
  • Pdf

ካበዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 20 ብር ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ንክተቕርቡ ንዕድም

1 ብዘርፉ ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::

3 ቫት ተመዝጋቢ ተኮይኖም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒን ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ክኽዉን አለዎ::

4 ጨረታ መኽበሪ 3000 ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእል::

5 ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ 10% ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ካብ ዝአሰሩ አብ ዉሸጢ 15 መዓልቲ ኣጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ

6 መቅረባይ ከይፈፀም ካብ ዝተረፈ ጠቅላላ ናይቲ ዉዕሊ ዋጋ በብመዓልቲ 01 ወይ 1/1000 ቅፅዓት ዝከፍል ምካኑ ፈሊጡ ንበረት ብእዋኑ ከእቱ ይግባእ

6 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 20/3/ 2009Â - 4/4/ 2009 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:30 ይኽፈት::

8 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉÂ ዝተሐለወ እዩ::

  • Â ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344418556Â ወይም 0914786075 ምርካብ ይካአል እዩ::
መመለስ
የጨረታ ምድብ