ምልክታ ጨረታ
ማእኸል መሰልጠኒ ጉድኣት አካል መቐለ ኣብ 2007 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቐሑ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ :: ህ /መሳረሒ ድማ ን 2ይ ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደረቲ ይዕድም::
ኣብቲ ዉድድር ክትሳተፉ ትደልዩ
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን ዋናን ቅዳሕን መረዳእታ ዘቕርብ::
2 2 አብ ተወሳኺ እሴት ታክሲ /ቫት/ ዝተመዝገበ መኮኑ ክሳብ ጥቅምቲ 30 /2007 ዓ/ም ምኽፍል ዘረጋግፅ ዴክሌሬሽን መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ከቕርብ ዝኽእል::
3 ግብሪ ከፋሊ ምኮኑ ናይ ግብሪ ከፋሊነት መለለይ ቁፅሪ/ ቲን ናምበር / መረዳእታ ከቕረብ ዝኽእል::
4 ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ካብ ኢትዩያ ንግድ ባንከ ኣፍለጦ ዝተወሃቦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ኣቐዲሙ ከትሕዝ ዝክእል::
5 እቲ ጨረታ ምስዓሩ ዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት/ መጎዓዝያ /ናብ ማእ መሰ ጉድኣት ኣካል ከቕርብ ዝኽእል::
6 ተጫረቲ አብ ናይ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምኮኖም ዘረጋግፅ ወረቐት ምስክር ከቕርብ ዝክእል::
7 ተጫረቲ ዝተዳለወ ሰነድ አብ ማእኸል መሰልጠኒ ጉድኣት አካል መቐለ ንብረት ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ብምቕራብ ንሕድሕድ ሰነድ ብረ 20.00 ከፊሎም ምስ ወሰዱ ዝጫረትሉ ዋጋ መሊኦም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ /ፖስታ /እዚ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ናብ ዘተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ይኽእሉ::
8 ተጫረቲ መወዳደሪኹም ካብ 8/03/07 - 08/04/2007 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅሰዓት ናብ ማእመሰጉድአካል ክትቕርቡ ትኽእሉ ኢኹም::
9 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 08/ 04 /2007 ሰዓት 3:00 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ቅ /ሰዓት ተጫረቲ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኽብሉ ይኽፈት::
10 እዚ መሰልጠኒ ማእኽል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ
11 ተጫረቲ ሰዓርቲ ምኮኖም ምስ ተነገሮም አብ ዉሽጢ 5 ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክትአስሩ እትክእሉን ካብ ዝሰዓርኽምዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 % ክተትሕዙ ፈቃደኛታት ዝኾንኩምን ዉዕሊ ክትአስሩ ፈቓደኛታት ተዘይኾንኩም መቕረብቲ ንጨረታ መኽበሪ ዘተሐዝክምዎ ገንዘብ ናብ ትካልና አታዊ ዝግበር ምኮኑ ንገልፅ::
12 ተጫረቲ ስዓረቲ ምኻኖም ምስ ተነገሮም ንዘቕርበዎ ንብረት መርአይ ከቕርቡ አለዎም::
13 ጨረታ ዝኽፈተሉ አብ ቑፅሪ 9 ተ ዝተጠቀሰ ከምዘሎ ኮይኑ ተጫረቲ /ሕጋዊ ወኪል/ ብእዋኑ ከቕርቡ ብዘይ ምክአሎም ሰዓት ዝተወሐሉን ዘይተከፈተ ዝተርፍ ፖስታ ዘየለ ምካኑ ኩሎም ተወዳደረቲ ከትፈልጡ ይግባእ::
14 ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብእዋኑ ተዘይ አቕሪቦም ናይ ዝዘንግዐሉ መዓልቲ ካብ ዝሰዓርዎ ገንዘብ በቢ መዓልቲ 1/1000(0.001) ዝቕፅዑ ምካኖም ::
15 እዚ ማ/መ/ጉ/ኣካል ወይከዓ ትካልና ከም ኩነታቱ ክሳበ 20 % ክዉስክን ክቕንስን ይኽእል እዩ ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ
ብስልኪ ቁፅሪ 0344419498 /0914734567 /0914749629 ደዊልካ ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል እዩ::
መመለስ