ትካልና ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ዝተፈላለዩ ናይ ማይካ ስራሕቲ ሕትመት አጫሪቱ ከዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 14, 2009 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 27, 2009 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 27, 2009 06:00 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

ስለዚእዞም ዝስዕቡ ረቆሓታት ዘማልኡ ተጫረቲ ንክጫረቱ ይዕድም

ተጫረትቲ

  1. ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምካኖም ዝገልፅ መረዳእታ ምስ ጨረታ ሰነድ ከቕርቡ ኣለዎም::
  2. ናይ ጨረታ መኽበሪ ውሕስና ጨረታ ቕድሚ ምኽፋቱ ካብ ጠቕላላ ዋጋ 2% ብመልክዕ ሲፒኦ ከቕርብ ዝክእል::
  3. እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓልሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይመለስ ብር 50.00 ብምኸፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ማሕበር ምዕዳግ ይኽእሉ
  4. ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቕረቢ ሰነድ ብሰምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክሳብ ዕለት 26/03/2009 ዓም ሰዓት 8:00 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ከቕርቡ ይከእሉ::
  5. እቲ ጨረታ ተጫራትቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተለኸብሉ ንዕለት 26/03/2009 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::
  6. ፋብሪካ ሰሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  7. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0342410085 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
መመለስ
የጨረታ ምድብ