ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2009 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት:ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት: ናይ መኪና ጎማ :ናይ ፅሬት አቁሑትን :ናይ መመረቂ ጎወንን ምስ ቆቢዑ :ናይ አለክትሪክ አቁሑት ንምግዛእን ዝተፈላለዩ ቅጥዕታት ንምሕታምን ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልእ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይዕድም

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን ኮፒ ተቕርቡ

2 መለለይ ቁፅሪ/TIN/ ዘለኩምን ኮፒ ተቕርቡ

3 ተወሳኪ እሴት ታክሲ /ቫት/ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ መስከረም ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ተቕርቡ

4 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለኩምን ኮፒ ተቕርቡ

5 ሰነድ ጨረታ ንሕድሕድ ዘይምለሰ ብር 20 ከፊልኩም ብምዉሳድ ካብ ዕለት 9 /03/2009 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/03/ 2009 ዓም ሰዓት 600 ቅድሚ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል

6 ንፅሕፈት መሳርሒ ንኤሌክተሮኒክስ ንመመረቂ ጎወን ምስ ቆቢዑ ቫት ዝተመዝገብኩም ጥራሕ ትወዳደሩ

7 ንፅሕፈት መሳርሒ ንኤለክትሮኒክስ አቁሑት መመረቂ ጋዉን ምስ ቆቢዒ ቫት ዝተመዝገብኩም ጥራሕ ትወዳደሩ

8 ንፅሬት ኣቑሑት ንመኪና መለዋወጢ አቁሑት ንመኪና ጎማ ናይ ኤለክትሪክ አቁሑትን ሕትመትን ቫት ዝተመዝገብኩምን ዘይተመዝገብኩምን ክትወዳደሩ ትክእሉ

8 ንጨረታ መክበሪ ንፅሕፈት መሳርሒ ንኤለክትሮኒክስ አቁሑት ንናይ መመረቂ ጋዉን ምስ ቆቢዑ ንሕድሕድ 5000 ቅርሺ: ንፅሬት አቁሑት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ናይ መኪና ጎማ ናይ ኤለክትሪክ አቁሑትን ሕትመትን ንሕድሕድ 2000 ቅርሺ :ንናዉቲ ፅሬት 2000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ብስፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዙ ትኽእሉ

9 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 26 /03/2009 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣብቲ ሰዓት 8፡45 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ኣብ ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናስን ንብረት ምምሕዳር ተጫረቲ ወይም ድማ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ዝኽፈት ኮይኑ ዘድሊ መረዳእታ ጨረታ ምኽበሪን አማሊኡ ኣብ እዋን ጨረታ ምክፋት ዘይተረኸበ ተወዳዳራይ ከምዝሎ ተሓሲቡ ክወዳደርን ንዘሸነፎ ከቕርብን ይግደድ

10 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብኣካል ብምምፃእ ወይም ብስልኪ ቁፅሪ 0347753705 ምድዋል /ምሕታት/ ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s