ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 9, 2009 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 21, 2009 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 21, 2009 06:00 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ እዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት እተማልኡ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቀሕታት

  1. ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዋና ምስዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
  2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ ዘለዎን መረዳእታ ዘቅርብን
  3. ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን መረዳእታ ዘቅርብን
  4. በቲ ዘፈር ሕጋዊ መቅረባይነት ካርድ ከቅርብ ዝክእል
  5. ናይ ወርሒ መስከረም 2009 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  6. ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ Â ብጥረገንዘብ ወይብሲፒኦ ናይ ሕድሕድ ሎት ከትሕዝ ዝክእል
  7. ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ቢሮ ቁፅሪ 01 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
  8. ጨረታ ካብ 6 ሕዳር 2009 ዓም ክሳብ 20 ሕዳር 2009 ዓም ይፀንሕን እዚ ጨረታ 21 ሕዳር Â 2009 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ ሰዓት 3:30 ይክፈት
  9. ተወዳደርቲ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ናይ ትካሎም ማህተም ናይ ዝምልከቶ አካል ፊርማ ክዓርፈሉ አለዎ
  10. ናይ ዝግዛእ አቅሓ ከምአድላይነቱ ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰል አለና
  11. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344480103 ብምድዋል ወይድማ ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ