ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቀሒ
- መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት ዉን ቲን ዘለዎም
- ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ከቅርቡ ዝክእሉ
- ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርቡ ዝክእሉ
- ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት ዉን ቫት ተመዝገብቲ ምካኖም ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
- መክበሪ ጨረታ በቲ መምርሒ ዝፈቅዶ ከትሕዙ ዝክእሉ
- ዕዳጋ ፈፃሚ ቤት ፅሕፈት ካብ ዘወፀኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቅራብ ኣይከኣልን
- ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዞባ ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲÂ ደጋፊ ስራሕ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 11 ምዉሳድ ይክእሉ
- ተጫረቲ ኣብ ትሕቲ ዝቀረበሎም መወዳደሪ ሰንጠረዥ ሽም ክታም ኣድራሻን ማሕተምን ብዘይስርዝ ድልዝ ከስፍሩ ኣለዎም
- ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያ ከቅርቡ ዝክእሉ
- ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 23 ጥቅምቲ 2009
- ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 8 ሕዳር 2009 ዓም ሰዓት 2:30
- ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 8 ሕዳር ሰዓት 3፡ 00 ናይ ንጉሆ
- እቲ ቤት ፅሕፈትÂ ዝሓሸ ኣመራፂÂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ኣድራሻ ቀበሌ 04 ጥቃ ደብረ ዳሞ መናፈሻ
ንተወሳኪ ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0344480028 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
መመለስ