ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ብናይ መደበኛ በጀት ን 2009 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መካይን መለዋወጢ ንብረትን ጎማ መኪናን ምስ ካላማደሪኡ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 22, 2009 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 7, 2009 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 7, 2009 06:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

እዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ቲን ነምበር ማለት እዉን መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ናይ መቅረባየነት ሰርቲፊኬት ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ ዝክእሉ ናይ ወርሒ ሓምለ ሒሳብ ዝዓፀዉሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ንመሳርሒ ፅሕፈትን ናዉቲ ስፖርትን ግና ተወሳኪ እሴት ታክስ አይግደዱን

4 ተጨረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 22 ጥቅምቲ 2009 ዓም ክሳብ 7 ሕዳር 2009 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋየናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንሕድሕድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

5 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም

6 ጨረታ ዝካየደሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ትልምን ፋይናንስን ኮይኑ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ 7 ሕዳር 2009 ዓ∙ ም ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምረካቦም ናይቲ ጨረታ ስነስርዓትÂ ኣይተኣጋጎልን

8 ተጫረቲ ሰዓራይ ኮይኖም ምስተረከቡ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ Â ዉዕሊ ኣሲሮም ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያ ኣብ ዉሽጢ 10 ተከታተልቲ መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ትልምን ፋይናንስን ብባዓል ሞያ ኣፈቲሾም የረክብ

9 Â ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 45 ናይ ስራሕ መዓልትታት ኮይኑ ቤት ፅሕፈትና 20 % ናይ ምንካይ ወይ ናይ ምዉሳክ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914190333 ወይ 0918227946 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

መመለስ
የጨረታ ምድብ