መዕረፊ ነፈርቲ ኣፄ የዉሃንስ ኣክሱም ኣብቲ መዕረፈቲ ዝርከብ ባርን ሪስቱራንትን ንምክራይን ን 2009 ዓም ዝተፋለለዩ ኣቁሑት ቢሮ ኣቁሐት ፅሬት :መሳርሒታት ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ : መለዋወጢ ኣቁሕት ቡንባ : መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና : ኣቁሑት ኤሌትሪክ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0348 75 90 02 ወይ ድማ Â 0348 75 90 14 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

  • መልክቲ ካብ ምልከታÂ መክፈቲኡን መዕፀዊኡን ስለዘይተነገረና በዚ ኣብ ላዕሊ ተጠቂሱ ዘሎ ናይቲ መስራ ቤት ስልኪ ደዊልኩም ንክተረጋገፁ ብትሕትና ንሓትት
መመለስ
የጨረታ ምድብ