- 1 ፅሕፈት መሳርሒ
- 2 ሕትመትÂ
- 3 ኤሌክትሮኒክስ.
- 4 ፈርነቸር
- ናይ 2009 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
- መለለይ ግብሪ ቁፅሪ/ቲን ናምበር ከቐርብ ዝኽእል
- ዝተሐደሰ ናይመቕረብቲ ምዝገባ መለለይ ካርዲ ዝተሐደሰ ከቕርብ ዝኽእል
- ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 10/02/09 ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝካኣል ኮይኑ ዕለት 25 /02/09 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓሽጉ ብተመሳሳሊ ዕለት 25 /02/09 ዓ/ም ዓምÂ ሰዓትÂ 4:30 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት::
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ንዘትሐዝዎ ገንዘብ 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ብናይ ስፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይ ከዓ ብጥረ ገንዘብ ናብ 1000039926621 ሒሳብ ቁፅሪ አታዊ ብምግባር ናይ ባንኪ ደረሰኝ ሒዞም ክመፁ ይግባእ
- ንኤሌክትሮኒክስ : ሕትመት : ፅሕፈት መሳርሒን ፈርኒቸርን ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ብር 50.00 ይከዉን
- ተጫራታይ መጫረቲ ዋጋ ምስ ቫቱ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ
- ተጫረቲ ዘድሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ነንበይኑ ብምእሻግ ኦርጅናል ኣብ ሐደ ፖስታ ኮፒ አብ ካሊእ ፖስታ ታኣሽጉ አብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይካኣል::
- ተጫረቲ ወይ ከዓ ወኪላት ብዘይ ምቕራቦም ስነ ስርዓት ምኽፋት ጨረታ ኣይተኣናቐፍን ወይ ከይተኸፈተ ዝምለስ ሰነድ ጨረታ ኣይህሉን::
- ናይ ተጫረቲ ሽም,አድራሻ,ክታምን ምሕተምን ክኣርፎ አለዎ::
- ቤት ፅሕፈትና ክሳብ 20 % ናይ ምዉሳክን ምቕናስን መሰሉ ሕሉዉ እዩ::
- ኣብ ዘዉፃእናዩ ሰነድ ጨረታ ኩሎም ዕድጊታትና በቲ ንሕና ዝወፀ እስፐስፍኬሽን ጥራሕ ከቅርብ ዝክእል ክከዉን አለዎ
- ትራንስፖርት ዝምልከት ባዕሉ ሰዓረይ ኣካል ዝሽፍን ኮይኑ ናብ ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንብረቱ ኣታዊ ይገብር::
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዘሐሸ ኣማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ሙሉእ ብሙሉ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::
ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914702652 ደዊልኩም ምሕታት ይካኣል
Â
መመለስ