- Â ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር " ኣብ ሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ናይ ቀረባ እዋንÂ ድክሊራንስ ዘለዎ ምኮኑ ዝገልፅÂ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ::
- ቫት ተመዝገብቲ ክኮኑÂ ይግባእ
- ጨረታ ሰነድ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 09/02/2009 ዓ/ም ጀሚሩ ብር 30 እናከፈሉ ምዉሳድ ይካአል::
- ናይ ተጫረቲ ሽምን አድራሻን ከምኡዉን ማህተም ፌርማን ኣብ ናይ ጨረታÂ ሰነድ ክግለፅ አለዎ ::
- ናይ ጨረታ መክበሪ ብ CPO ብር 3000Â
- ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ነዚ ተባሂሉ ተዳልዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒÂ ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ እንተዘይኮይኑ ተቀባልነት የብሉን::
- እቲ ጨረታ ዕለት 18/ 02/ 2009 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩÂ Â ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫራቲ ወይ ሕገዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት::
- ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታል ዋጋ መቅረቢ ብክልተ ቅዳሕ ኮይኑ ነናይ ባዕሉ ኢንቨሎፕ ብዝተዓሸገ ሽመዒ ክከዉን አለዎ::
- ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታልና ዘዳለዎ ሰነድ ክክዉን አለዎ ካብዚÂ ወፃኢ ተቀባልነትን የብሉነ
- ተጫረቲ ሰዓራይ ምኾኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል
- ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ሆስፒታልና ኣታዊ ክግብር ዝክእል Â
- ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ አብ ሆስፒታል መቐለ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋÂ ፋይናንስን ንብ /ምም /ርን ቢሮ ቑፅሪ 62 ይከዉን::
- ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዓዓዚ የቅርቡÂ
- ቤት ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ :
- ካልኦት አብዚ ምልክታ እዚ ዘየተገለፁ ረቓሒታት በመምርሒ ዕዳጋ 225 /2007 ዓ/ም መሰረት ተገዛኢ ዝኽዊን ተጫራታይ ::
- ተወሳኪ ሓበሬታ ምሰ ዘድሊ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 02 46 ምሕታትÂ ይካኣል::
መመለስ