ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 8, 2009 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 14, 2009 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 14, 2009 06:00 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

ተቁ

ዝርዝር

መዐቐኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

Â

80 ግራም ወረቀት

ደስጣ

400

Â

Â

ብናይ ትከልና ሳምፕል መሰረት ጥራሕ

Â

1 ተወዳደርቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ብዝተዓሸገ ኢንቭሎፕ ካብ 4/2/2009 ዐም ክሳብ 14/02/2009 ዓም ሰዓት 4:00 ናብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ይልአከልና

2 ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ብ 5% ብ CPO ከትሕዝ ዝክእል

3 ብፅሕፈት መሳርሒ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኮይኑ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ይግባእ

4 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም ክኮኑ አለዎም

5 ቫት ዝተመዝገቡ ክኮኑ አለዎም ዘእቱዉዎ ዋጋ ዉን ምስ ቫቱ ክኸዉን አለዎ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344419789 / 410465 / 406144

መመለስ
የጨረታ ምድብ