ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን /ደደቢት ትፍልም/ ናይ ኤሌትሪክ ምሰሶ መምረቲ ሞልድ ኣጫረቱ ንክሰርሕ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቍሓታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምኻንኩም ንገልፅ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ የካቲት 3, 2006 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ የካቲት 17, 2006 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • Print
  • Pdf

 

  • ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ምኳንኩም ብተወሳኺ ድማ ቫት ዝተመዝገብኩም ምኸንኩም ዝገልፅ መረዳእታ ከቅርቡ ይግባእ

  • ተጫረቲ ካብ ዘቅርብዎ ጠቕላላ ዋጋ 2% ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ሕጋውነቱ ዝተረጋገፀ ሲ.ፒ.ኦ ክትሕዙ ዝኽእል።

  • ናይ ጨረታ መኽበሪ ካብቲ ዶክመንት ዝተገለፀ ጠቕላላ ዋጋ 2% ዝነኣስ እንተቅሪቡ ካብቲ ጨረታ ዝስረዝ ምኳኑ።

  • ናይ ጨረታ ዶክመንት ቴክኒካልነ ፋይናንሻልን ሓደ ኦርጅናልን ሓደ ፎቶ ኮፒን ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ሽም ትካል ኣድራሻ ሕጋዊ ማሕተም ዘለዎን ነንበይኖም ብፖስተ ዝተዓሸጉ ኩሎም ድማ ብሓደ ዓብይ ፖስታ ተዓሺጎም ነዚ ጨረታ ኣብ ዝተቐመጠ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ዝግበረሉ ካብ ምልክታ ዝወፀሉ 29/05/2006 ዓ/ም ደሚሩ ክሳበ ዕለት 17/06/2003 ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 11፡00 ኣብ ዘሎ ሰዓት እዩ።

  • ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 18/06/2006 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ቦታ ኣብ ደደቢት ትፍልም ዋና ቢሮ ተጫረቲ ብኣካል ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸውን

  • ዝርዝር ናይ ሕድ ሕድ ዝግለፅ ዶክመንት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማ/ፋይናንስ 4ይ ደብሪ ቁፅሪ ቢሮ 409 ብብር 200 ክትወስዱ ትኽእሉ

  • እቲ ትካል ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪብ እቲ ጨረታ ብኽፋል ወይም ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

መመለስ
የጨረታ ምድብ