ቤት ፅሕፈት ምኽሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ስራሕቲ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ንዓመት ዉዕሊ ብምእሳር ከሕትም ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 5, 2009 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰንበት መስከረም 15, 2009 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰንበት መስከረም 15, 2009 06:00 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተመልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ /ብመምርሒ ሕደሳ ናይ ምሕዳስ ግዚኡ ዘይሐለፎን ዘሐደሰን ቅዳሕ መረዳእታ አታሓሒዙ ዘቕርብ
  2. መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ TIN No ዘለዎ ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን መረደዳእታ ፎቶ ኮፒ ገይሩ አተሓሒዙ ዘቕርብ
  3. ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ምክሪ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ሒሳብ ክፍሊ ዘይምለስ ብር 30 ጥራሕ ብምኽፋልÂ ምዉሳድ ይከኣል
  4. ጨረታ ዕለት 15/01 2009 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ንጉሆ ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሕጋዊi ወኪል አብ ዝተረከበሉ ልክዕ ሰዓት 8:30 ይኽፈት
  5. Â ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344 41 65 70 Â ደዊልካ ብምሕታት ወይድማ ብኣካል ሓዱሽ ህንፃ ፊት ንፊት ርእሲ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
መመለስ
የጨረታ ምድብ