Â
በዚ መሰረት አብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ
- ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
- ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
- ተወደርቲ ኣብ ዉሽጢ 30 ተከታታሊ መዓልቲ ሰሪሑ ከረክብ ዝክእል
- ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ 5000 / ሓሙሽተ ሽሕ/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
- ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ 50 (ሓምሳ ብር) ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 425 ክወስዱ ይኽእሉ::
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 4 ጱጉሜን 2008 ዓ/ም ክሳብ 14 መስከረም 2009 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
- እቲ ጨረታ 14 መስከረም 2009 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 415Â ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
- ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344406944 ምድዋል ይከአል እዩ:;
መመለስ