- ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም
- መረዳእታ መቅረባይነት ዝሓዘን መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ከቅርብ ዝክእልን
- ተወሳኪ እሴት ዝተመዝገበ
- ናይ ወርሒ ሓምለ 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- ጨረታ ሰዓራይ ዉዕሊ ምስአሰረ ንሎትሓዳ አብ 45 መዓልቲ ንሎት ክልተ ኣብ 45 መዓልቲ ናብ ቢሮ ትምህርቲ ንብረት ዕቀባ ብናይ ቢሮ ትምህርቲ በዓል ሞያ አረጋጊፁ ዘረክብ ክከዉን አለዎ
- ተጫራታይ ዘይምለስ ንሎትሓደ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 2 ዻጉሜን 2008 ዓም ክሳብ 10 መስከረም 2009 እንትከዉን ሰነድ ጨረታ 10 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብ ቢሮ ትምህርቲ 1ይ ደብሪ ፈፃሚ ዕደጋ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይከኣል
- እቲ ጨረታ 10 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 8:45 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ፈፃሚ ዕደጋ ይክፈት
- መከበሪ ጨረታ ንቆቢዕ ካናቲራን ሪባንን 3000 ቅርሺ ንመኪና መለዋወጢ መኪና 5000 ቅርሺብሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
- ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ብደብዳበ ካብ ዝተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ወዕሊ ክኣስር ይግባእ
- ሰዓራይ ጨረታ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ንቆቢዕ ካናቲራ ሪባን ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ሰሪሑ ከረክብ ይግባእ ን መለዋወጢ መኪና ድማ ኣብ ዉሽጢ 30 መዓልቲ ከረከብ ይግባእ
- እቲ ቢሮ ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ ቁፅርታት ስልኪ 0344403477 ወይድማ 0344408299 ወይድማ ብምድዋል ይኩን ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት ይከኣ
Â
መመለስ