ወረዳ ጣንቋ አበርገለ ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከ/ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን መለዋወጢ አቁሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ክኾኑ አለዎም ወርሓዊ ቫት ድክላሬሽን ከቅርብ አለዎም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ/TIN/ ከቅርብ ዝክእል

3 በቲ መስመር ዝተሐደሰ ናይ ንግዲ ፍቓድ/ናይ መቅረባይንት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

4 መክበሪ ጨረታ 5000 ብጥረ ገንዝብ ወይ CPO ከትሕዝ ዝክእል

5 ናይ ሕድሕድ ሰነድ ዋናን ቅዳሕ ብዝተፈላለ ፖስት ተዓሺጉ ክቀርብ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ እዙ ካብ ዝተቃለሐ ዕለት 28/12/2008 ዓም ዘይምለስ 50 /ሓምሳ ቅርሺ/ ናይ ደኩመንት ዋጋ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ወረዳ ጣንቆ አበርገለ ቢሮ ቁፅሪ 8ተ ካብ ዝተቀለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ እትክእሉ እንትኮኑ

6 እቲ ጨረታ ሰነድ መረከቢ እዋን ዘብቀዓሉ ግዜ ዕለት 12/01/2009 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፂዉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ወረዳ ጣንቆ አበርገለ ቢሮ ቁፅሪ 8ተ ይክፈት

7 ሰዓርቲ ሰዓራይነቶም ምስተረጋገፀሎም ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ዝክእሉ

8 መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ

ንተወሳኪ መምምርሒ ተጫረቲ ሰነድ ይመልከቱ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344220126/0914261428/0914215255

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s