ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2009 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ መኪና ጎማ ምስ ካለማደሪያ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 30, 2008 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 4, 2009 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መስከረም 4, 2009 06:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ትከል ዘደላዎ ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ንክተቅርቡ ንዕድም

1 ናይ 2008 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::

3 ቫት ተመዘጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ክኽዉን አለዎ::

4 ጨረታ መኽበሪ 3000 ቅርሺ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእል

5 ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ 10% ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ካብ ዝተአሰረ አብ ዉሸጢ 15 መዓልቲ አጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ

6 መቅረባይ ከይፈፀሞ ካብ ዝተረፈ ጠቅላላ ናይቲ ዉዕሊ ዋጋ በብመዓልቱ 0.1% ወይ 1/100 ቅፅዓት ዝክፈል ምካኑ ፈሊጡ ብእዋኑ ከእቱ ይገብር

7 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 26/12/2008 ከሳብ 04/01/2009 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::

8 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉÂ ዝተሐለወ እዩ::

  • ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344418556 ወይም 0914786075 ምርካብ ይካአል እዩ
መመለስ
የጨረታ ምድብ