1ንጨረታ ዝከቅርቡ ዝርዝር ቦታታት ኣብ ክፍለ ከተማታት ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ከምእዉን ኣብ መርበብ ሐበሬታ ኣብ facebook page mekelle city communication affarias ከምእዉን facebook .com/dimtsyweyan ምርኣይ ይከኣል
2 ካብ መጋቢት 04/2018 ዓም ጀሚርኩም ናይ ተወዳደርቲ ጨረታ ናይ መወዳአታ ወይም ዉፅኢት ብምልክታ ወይድማ ኣብ መርበብ ሐበሬታ ከምትክእሉ ንሕብር
3 ጨረታ 25/6/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ብፅባሒትኡ 26/6/2018 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምሕደራ መሬት ከተማ መቐለ ኣዳራሽ ናይ ከምፒተር ምንባብ ስርዓት ይካየድ
4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ኣይግደድን
ድሕሪት