ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ንሆስፒሉ ዝዉዕሉ አቁሑ ኤለክትሪክ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 25, 2008 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መስከረም 9, 2009 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መስከረም 9, 2009 06:00 ከሰአት
  • ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝዝርዘሩ ረቋሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ናይ 2008 Â ዓ ∙ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም ግብሪ መንግስቲ ዝከፈሉን ክኮኑ ኣለዎም

ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ፍቃድ መቅረባይነት መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብርን ካልኦት ዘድልዩ መረዳእታታት ቅዳሕ ዘቅርቡ ከኮኑ ኣለዎም ተመዝገቢ ተወሳኪ ታክስ ዝኮኑ

እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 24 ነሓሰ 2008 ዓ ∙ም ክሳብ ዕለት 9 መስከረም 2009 ዓ ∙ም ኣብ ጠቅላላ ማለት እዉን ጀነራል ሆስፒታል ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ከፊልካ ብምዉሳድ ና
ብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ምእታዉ ይከኣል

መክበሪ ጨረታ ማለት እዉን ቢድቦንድ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማÂ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ Â 10% ናይ ዝሰዓርዎ ብምትሓዝ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

እቲ ጨረታ ዕለት 9 መስከረም 2009 ዓ ∙ም ሰዓት 3 ፡00 ቅድሚ ሰዓት ተዓፂኡ በቲ ዕለት 9 መስከረም 2009 ዓ ∙ም ሰዓት 3 ፡30 ቅድሚ ሰዓት ተወዳደርቲ ባዕሎም ወይንም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዝተረክብሉ ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ይክፈት

ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ነተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344452201 ደዊልካ ምሕታት የካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ