ዩኒቨርስቲ ኮሌጅ ኒው ሚለንየም ንዓዲግራት ዝኸውን ናይ መሬት ምንፃፍ፣ መጋረጃ፣ ናይ ፍርናሽ ጨርቅን ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ። ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ዝትደልዩ ተጫረቲ እዚ ዝስዕብ መዐቀኒታት ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 23, 2006 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥሪ 29, 2006 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • Print
  • Pdf

 

  1. ናይ 2006 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝተሓደሰ ክቕርብ ዝኽእል።

  2. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ካብ ጠቕላላ ዋጋ 5% ብሲፒኦ ክትሕዝ ዝኽእል።

  3. ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30 ብምኽፋል ካብ ክፍሊ ዕደጋ ይወስድ።

  4. ናይ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ ዕለት 21/05/2006 ክሳብ 28/05/2006 ዓ/ም ኾይነየ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ባዕሉ ወየም ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።

  5. ተጫረቲ ዋጋ እንተቕርቡ ናይ ቫት ተመዝገብቲ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዋጋ እውን ሓዊሶም የቕርቡ

  6. ካብ መግለፂ ወፃኢ ዝኾነ ንብረት ተቐባልነት የብሉን።

  7. ተጫራታይ ንብረት ዘቕርበሉ መዓልቲ ክዕፀር ኣለዎ

  8. ተጫራቲ ምስዓሩ ምስተነገሮ ዘሽነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናይ ዩኒቨርስቲ ኮሌጅ ኒው ሚለንየም ውዕሊ ኣሲሩ ኣብ ውሽጢ 5+ መዓልቲ ኣታዊ ይገብር።

  9. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

 

መመለስ
የጨረታ ምድብ