መ/ሆ/11 ለካቲት ሆስፒታልንበጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ረሳሕ ጎሓፍ ምልዓል_ ብግልፂ ጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መኪና ክራይ / ትራንስፖርት ግልጋሎት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

መምርሒ ተጫረቲ

መ/ሆ/11 ለካቲት ሆስፒታልንበጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ረሳሕ ጎሓፍ ምልዓል_ ብግልፂ ጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊይ በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ እዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ

መምርሒ ተጫረቲ ክተማልኡ ይግባእ

1. ዝቐርብ ረሳሕ ጎሓፍ ምልዓል በቲ ዝወፀ መግለፂ ልክዕ ከይተቖራረፀ ዘቕርብ ክኸውን ይግባእ

2. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ፣ቲን/TI/ ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቕርብ ፣ኣብ ሓዱሽ መቕረባይነት ዝርዝር ተመዝጋቢ ምዃኑ መረዳእታ ዘቕርብ ክኾን ይግባእ

3. ተጫረቲ ኣብቲ ዝርዝር ጨረታ ግልፂ ዘይኮነሎም ሓሳብ እንተሃልዩ ጨረታ መዕፀዊ እዋን ቅድሚ ምብፅሑ

ብፅሑፍ ወይ ብቓል መብርሒ ክሓቱ ይኽእሉ

4. ብዛዕባ ግዕዝይናን ምጭብርባርን ዝተደንገጉ ሕግታት ኢትዮጵያ ዘኽብር ተጫራታይ ክኾን ይግባእ

5 ጨረታ ከዛብዕ ዝፍትን ተጫራቲ ካብ ጨረታ ወፃእ ብምግባር ዘትሓዞ መኸበሪ ጨረታ ተወሪሱ ንቀፃሊ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ከይሳተፍ ይግበር

6. ነዚ ጨረታ ውፅኢታውነት ናይ ቢሮ ፋይናንስ ሕጊ መሰረት ብምግባር መ/ሆ/11 ለካቲት ሆስፒታል ዘውፀኦ ዝነኣሰ መገምገሚ ረቋሒ ፅሬትን ዝነኣሰ ዋጋን እዩ

6. ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 2/04/18 ክሳብ 09/04/18 ምኳኑ

7. እዚ ጨረታ ዕለት 09/04/2018 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለውሉ ይኽፈት

7. ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ ውዕሊ ምስትኽኻል ኣይከኣልን

8. ኣብ ዝርዝር ጨረታ ዝተቐመጠ መኸበሪ ውሕስና ጨረታ በቲ ዝድለ መጠን ይኹን ዓይነት ሕጋውነቱ ዝተረጋገፀ

መትሓዚ ዘትሕዝ ክኾን ይግባእ

9. ተጫረቲ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ እቲ ጨረታ ቅርታ እንተሃልዩዎም ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ማዓልቲ ናብ ስ/መካየዲ ጥርዓን ከቅርቡ ይኽእሉ

10. ተወሳኺ እሴት ታክስ/ቫት/ ተመዝጋቢ ዝኾነ ተጫራቲ እቲ ዝመልኦ ዋጋ ተወሳኺ እሴት

ታክስ ዝሓወሰን ዘይሓወሰን ምዃኑ እንተዘይተመላኺቱ ተወሳኺ እሴትታክስ /ቫት/ ተሓዊስዎ ከምዝተመልአ ተገይሩ ይሕሰብ

11. ተጫረቲ ዝመልእዎ ነ/ዋጋ መ/ሆ/11 ለካቲት ሆስፒታል ኣብዘዳለዎ ቅጥዒ ጥራሕ ክኸውን ኣለዎ

12. ተጫረቲ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዝሓዘ ሰነድ ካብ መ/ሆ/11/ለካቲት ሆስፒታል ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 53 ነዚ ሰነድ መሸጢ ዝተተመነ ዋጋ ከፊሎም ክወስዱ ይግባእ

14. ሓደ ሰነድ ጨረታ ዝርዝር ጨረታዝሓቶ መረዳእታ ዘማልአ እንተኾይኑ በዓል ዋና ዋላ ኣይሃሉ ነቲ ትካል ረብሓ ተባሂሉ ክኽፈት ይኽእል እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s