ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
- Â ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን /TIN/ መቅረባይ ሰርቲፊኬት: VAT ተመዝገብቲ ዝኮነን ሒሳብ ዘፍለጠን
- Â ሰነድ ጨረታ ካብ Â ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ 13/12/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ምዉሳድ ይካአል
- Â ናይ ጨረታ መኽበሪ ንኤለክትሮኒክስ 5000 Â ቅርሺ፣ ንናዉቲ ቢሮ ወይድማ ፈርኒቸር 5000 ፣ንመሳርሒ ፅሕፈት 1500 ቅርሺ ከትሕዝ ዝኽእል/ትክእል
- Â ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 03/13/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 Â ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት::
- Â ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል::
- ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411795 /0344411794 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ::
ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈትን በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን
መመለስ