ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳርን እንዳባፃሕማ ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብሽክሌታ : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ማለት እዉን ፈርኒቸር : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ እንስሳ አፋዉስ : አገልግሎት መጎዓዝያ ማለት እዉን ደረቅ ፅዕነት ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሮም ክዕድግ ይደሊ

1 ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም ናይ 2018 ዓም ፍቃድ ንግዶም በቢዘርፉ ዘቅረቡን ዝሕድሱን ክኮኑ አለዎም

2 ተጫረቲ ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገቡ ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርድን ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ከፍልቲ ግብሪ መለለይ ቲን ቁፅሪ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገቡ ናይ ወርሒ መስከረም 2018 ዓም ናይ ግብሪ ኣካቢ ኣካል ቫት ዲክለር ዝገበሩ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ መሳርሒ ፅሕፈት 16000 ቅርሺ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 10000 ቅርሺ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብሽክሌታ 10000 ቅርሺ : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ማለት እዉን ፈርኒቸር 5000 ቅርሺ : ኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ : ናይ እንስሳ አፋዉስ አገልግሎት 10000 ቅርሺ : አገልግሎት መጎዓዝያ ማለት እዉን ደረቅ ፅዕነት 3000 ቅርሺ ብዝተረጋገፀ ቼክ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሕድሕድ ደኮምንት ሐደ ዋናን ቅዳሕን ኣማሊኦም ክመፁ ይግባእ

7 ጨረታ ዝሳዐሩ ተጫረቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ምስተኣወጀ ኣብ ዉሽጢ 5 ተከታተልቲ መዓልቲ ቀሪቦም ናይ ዝሰዓርዎ 10 ሚአታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ናይ ምእሳር ግቡእ አለዎም

8 ሰዓርቲ መፅዓንን መራገፍን ሓዊሱ ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ ናይ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ኣታዊ ክገብሩ ዝክእሉ

9 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ብናይ ባዕሉ ዘርፊ ካብ 9/3/2018 ዓም ከሳብ 19/3/2018 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ክፍሊ ቁፅሪ 5 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

10 እዚ ጨረታ 19/3/2018ዓም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 19/3/2018ዓም ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ቢሮ ቁፅሪ 5 ይክፈት

11 ጨረታ ምስተከፈተ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ን30 ተከታታልቲ መዓልቲ ጥራሕ ይከዉን

12 እቲ ክይዲ ስራሕ ጨረታ ምስተከፈተ ከምኣድላይነቱ ናይቲ ኣቅሓ መጠን ክሳብ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክንኪ ይክእል እዩ

13 ፅሬት ኣቅሑት ዝምልከተ ብሳምፕል ወይ ብዋና ኣቅሓ ብባዓል ሞያ ኮሜቴን ብምርግጋፅ አታዊ ዝግበር ይከዉን

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0920253918 / 0920283446

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s