ናይ ጨረታ ምልክታ
ትካል ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮዽያ ነቶም ዝሕግዞም ህፃናት ዝኸውን ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንምግብነት ዝዉዕሉ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ እቶም ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሱ ረቋሒታት ዝተማልኡ ሕጋዉያን ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10‛ ናይ ስራሕ መዓልትታት ናይ ዋጋ መምልኢ ፎርሚ ካብቲ ትካል ብምዉሳድ ዋጋ መሊእኹም ብሰም ብዝተአሸገ ኢንቨሎፕ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት እፕሬሽን ሬስክዩ ኢትዮዽያ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ንክትገብሩ ክንገልፅ ንፈቱ ::
| ናይ ምግቢ ዓይነት | በዝሒ | መለኪያ | ዓይነት | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | ||||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
| 1 | ሞኮረኒ | 12 | ኩንታል | ኦማር | |||||
| 2 | ሩዝ | 12 | ኩንታል | ኦማር | |||||
| 3 | ፅፁይ ብርስን | 4 | ኩንታል | ዕሹግ | |||||
| 4 | ድፍን ብርስን | 4 | ኩንታል | ዕሹግ | |||||
| 5 | ዘይቲ | 18 | ጀሪካን | ኦማር | |||||
| 6 | ቡና | 24 | ኪሎ | ||||||
| 7 | ሽኮሮ | 50 | ኪሎ | ||||||
| 8 | ጨው | 100 | ሓባ | መሶብ | |||||
| 9 | ቲማቲም ድልህ | 24(በዓል 850 ግ) | ሓባ | መርቲ | |||||
ጨረታ ዝመልአ አካል ስም
መተሓሳሰቢ
ዘድልዩ ረቋሒታት
1. በቲ ሞያ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዋ ዎን::
2. ናይ 2017/2018 ዓ/ም ፍቓድ ዘሓደሰ/ት::
3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ ነት ::
5. ናይ ጨረታ ዉሕስና (Bid Bond) 3% ከትሕዝ ዝኸእል :
6. መቅረባይነት ከቅርብ ፍቃድ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል::
7. ናይ ትካል ቲን ቁፅሪ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል::
8. ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ 250 ብር ከፊሎም ክወስዱ ንሕብር::
• እቲ ዝቐርብ ናይ ፅሪት ኣቁሑት ፅሬቱ ዝተሓለወ ምኻኑ ብበዓል ሞያ ብስቶርን ተመርሚሩ ከም ዝአትው እንድሕር ፅሬቱ ዘይተሓለወ ኮይኑ ግና ተቐባልነት የብሉን፡፡
• እቲ ዝቐርብ ንብረት ናብ ቀበሌ 18 ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኦፕሬሽን ሬስኪዩ በቲ ዝተጠቐሰ ግዜ ብናይ ባዕልኩም ትራንስፖርት ክተቅርቡ እትክእሉ፡፡
• እቲ ጠቅላላ ናይ ዕድጊት ብር 20,000.00 ( ዕስራ ሽሕ ብር) ን ካብኡ ንላዕሊ እንተኾይኑ በቲ ሕጊ መሰረት ዊዝሆልዲንግ ታክስ 3 % ከም እትኸፍሉ ነተሓሳስብ ፡፡
• እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዓርቢ ዕለት 19/3/2018 ዓ/ም ሰዓት 9:00 እንትኸዉን እቲ ጨረታ ዝኸፈተሉ ድማ 9:30 ዕለት 19/3 /2018 ዓ/ም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ተወከልቶም አብ ዝተረኸብዎ ወይ ድማ ንምርካብ ዝዕገሙ እንተኮይኖም ኣብ ዘየለኹሉ ይከፈተለይ ኢሎም ኣብቲ ናይ ጨረታ ዝመልእዎ ኢንቨሎፕ ብፅሑፍ ፈሪሞም ኣታዊ ንክገብሩ ክንገልፅ ንፈትዉ::
• እቲ ትካል ዝሓሸ መማራፂ እንተረኺቡ በኸፉል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።
ኣድራሻ
0344410810
ድሕሪት