ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እገላ ኣብ በጀት 2018 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ እገላ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈትን ፡መሳርሒ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩክዕድግ ይደሊ

1 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዝሐደስኩም

2 ካብ ልምዓት አቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ 2018 ዓም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ መስከረም 2018 ዓም ፀብፃብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክለሪሽን ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለኩም

5 ተጫረቲ ንሰነድ ጨረታ ንነብስወከፍ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እገላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 3 ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ዉሕስና ጨረታ ቢድቦንድ መሳርሒ ፅሕፈትን 5000 ቅርሺ ፡መሳርሒ ፅሬትን 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠኣብ ዉሽጢ ዝተዉሃቦ ዉዕሊ ኣሲሩ ኦርጅናል ንብረት ከቅርብ ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተቃለሐሉ 24/2/2018 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ወረዳ እገላ ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ቁፅሪ 3 ምዉሳድ ይከኣል

9 እዚ ምልክታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 24/2/2018 ዓም ክሳብ 12/3/2018 ልክዕ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን

10 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ትክእሉ

11 ብክልተ ነናባዕሉ ፖስታ ብምዕሻግ ዋናን ቅዳሕን ክተእትዉ አለኩም

12 እቲ ጨረታ 12/3/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ወይድማ ይከፈተልይ ዝብል ማመልከቻ ኣብ ዝተረከብሉ ወይድማ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት

13 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ 40 መዓልቲ ይከዉን

14 ኣብቶ ዝወፁ ስፐፊኬሽን ምንካእ ወይ ምቅያር ምስርዝን ኣይፍቀድን

15 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ በቁፅሪ ስልኪ 0921583436 / 09893490505

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2987)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s