ፕሮፎርማ ምልከታ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
| ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪ | ታረቁ | ዓይነት ዝርዝር | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 37441, 37417 | 1 | ኣሉምንየም ቦርድ | 12.5 ካሬ | pcs | 01 | |||
| 2 | ኣለምንየም | 50c/mx50 Ca ትርብዒት ቑመት 6m | ቑፅሪ | 02 |
NB:- ማተርያል ኩሉ ካብ ባዕሉ ዝጥቐም ምስ ምሉእ መገጣጠሚኡ ገጢምካ ምርካብን
ከማልኡ ዝግበኦም ረቋሒታት
● ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።
● እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።
● ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ) ክህብ ኣለዎ።
● ዘድሊመረዳእታ ብፓስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ።
● ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሱ ጊዜ ካብ ዕሰት 20/2/2018-24/2/2018 ዓ/ም ሰዓት 11 :00àዩ፡፡
● ፕሮፎርማ ዝከፈተሱ ዕሰት 25/2/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይኸውን፡፡
● ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሱስ ይኹን ብሽፋú ናይ ምዕራዝ መሰሱ ሕልው እዩ
● ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይከዓ ዕዳጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክሲ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቀን ኘሮፎርማ ቀጥዒ ምውሳድ ይከኣሰ::
ድሕሪት