ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንተሽከርከርቲ መቀያየሪ አቁሑት አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 27, 2008 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 11, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:100000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ነሓሰ 11, 2008 06:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንተሽከርከርቲ መቀያየሪ አቁሑት አጫሪቱ Â ክዕድግ ይደሊ

ብመሰረት እቲ ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ተወሳኺ እሴት /ቫት/ተመዝጋቢ ወርሓዊ ዲክለር ዝገብርን መረዳእታ ምቅራብ ዝኽእል

2 ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ዘለኩምን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝኸፈልሉ መረዳአታ ከቕርብ ዝክእሉ::

3 ናይ ጋራጅ ደረጃ ብቅዓት 4ይ ልዕሊኡን ዝኮነን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

4 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ /Tin no/ ቑፅሪ ዘለዎም

5 ጨረታ መኽበሪን 10000.00 /ዓሰርተ ሽሕ ብር/ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ተወዳደረቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ Â ዉዕሊ ክእስር ዝክእል

7 ተወዳደረቲ አብ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ማህተም ፊርማን ሙሉእ አድራሻ ምስ ስ/ቑፅሪ ክገልፁ ዝክእሉ::

8 ተወዳደረቲ ንሕድሕድ ሰነድ 50 ብር ብምክፋል ወሲዶም ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 27/ 11 /2008 ዓ/ም - 11/12/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቐትሪ አብ መ/ቤ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ዝኸእሉ

9 እቲ ጨረታ ሰዓት 400 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩÂ አብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ Â ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት

10 Â ኮሚሽና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሚሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ

 ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስቐፅሪ 0344406577 ደዊሎም ወይከዓ ብኣካል ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 208 ቐሪቦም ምሕታት ይከአል

መመለስ
የጨረታ ምድብ