ምልክታ ፕሮፎርማ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ። ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት ብምምላእ ንኽትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝርዝር ተደለይቲ ረቓሒታት
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ ድማ ከተሓሕዝ ዝኽእል ።
2. ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 11/02/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/02/2018 ዓ/ም 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 918 14/02/18ዓ/ም ሰዓት 03፡30 ይኽፈት ።
2. ተወዳደርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፣ ፌርማ ፣ ማህተምን ኣድራሽኦምን ብምዕራፍን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎ ።
3. ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 03 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት
ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንብረት ክፍሊት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ ።
4. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ፕሮፎርማ ምስ ተኸፈተ ን7‛ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ይኸውን ፡፡
5. እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ከይኑ የገልግል ።
6. ኣብ ከይዲ ጨረታ/ፕሮፎርማ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተወዳደርቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ብምግባርን ንቐፃሊ ድማ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንኸይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝበፅሕ ስጉምቲ ክወስድ ይኽእል እዩ ።
7. ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል እዩ ።
| ተ. | ዝርዝር ዓይነት | ዝርዝር መፍለይ ቁፅሪ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | ሞዴል | ቤት ፅሕፈት |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ሰሌቫ ሰሌንደር | ሴት | 1 | ማዝዳ | ምልሻ | |||
| 2 | HUB BRANIG | ቁፅሪ | 2 | ማዝዳ | ምልሻ | |||
| 3 | HUB | ቁፅሪ | 2 | ማዝዳ | ምልሻ | |||
| 4 | DISC BREAK | ቁፅሪ | 1 | ማዝዳ | ምልሻ | |||
| 5 | ስታርተር | ቁፅሪ | 1 | ሚስትቡሽ K-74 | መጎር | |||
| 6 | ሙሉእ ሃርገስ | ቁፅሪ | 1 | Nissan D-22 | ምም | |||
| 7 | Oll filter | 90915-yzzd2 | ቁፅሪ | 1 | ቤት ምክሪ | |||
8 | Fuel fiter | 23390-01041 | ቁፅሪ | 1 | ቤት ምክሪ |