ት.እ.ም.ት ኢንቨስትመንት ማእከል ዝተፈላለዩ ዝኣረጉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከወግድ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 20, 2008 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሓምለ 25, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሓምለ 25, 2008 06:00 ከሰአት
  • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/
  • Print
  • Pdf

 በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ኣብ ት.እ.ም.ት ኢንቨስትመንት ማእከል ጉና ህንፃ(ከባቢ ማይደገነ) ቢሮ ቁፅሪ 214 ብር 50 እናከፈልኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ንዕድም እቲ ጨረታ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 19ሓምለ 2008 ዓም ን5ተ ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 25 ሓምለ 2008 ዓም ሰዓት 8:00 ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን

መመለስ
የጨረታ ምድብ