ደሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ናይ ስፔር ፓርቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 21, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ግልፂ ጨረታ ስፔር ፓርቲ

ተ.ቁዓይነት ንብረትፓርት ናምብርመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ጎማ (ጎማ ናይ ጅሊ መክና ) GC7205/55 –R 16 91Vቁፅሪ5

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2017 ዓ.ም ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ወቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል

2. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእልን

4. እቲ ዝምላእ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ ከምዝኾነ ርዱእ ይግበር

5. ውሕስና መኽበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ አዘዚ ክፍሊት ቸክ (ሲፒኦ) ብር 5,000 ብስም ትካልና ከትሕዝ ዝኽእል

6. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 150 እናኸፈልካ ካብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይከኣል

7. ሰዓራይ እዚ ጨረታ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ በቲ ዘቀመጥናዮ ስፐስፊኬሽን መሰረት ፅሬት ዘለዎ ንብረት ናብ ትካልና ንብረት ክፍሊ 6ይ ደብሪ ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዝን መሰል ወፃኢታትን የረክብ

8. እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 15/1/2018 ---21/1/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ፤ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ሰዓት 4:00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ይሓ ሲቲ ሰንተር ህንፃ 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኽፈት፤አብ ከይዲ ምኽፋት ጨረታ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኸቦም ነቲ ከይዲ አየተዓናቅፎን

9. እቲ ቤት ዕዮ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂእኻ ምሕታት ይከኣል፣ቁፅሪ ቴሌፎን-0344-404253።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s