ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ቁርፅራፅ ቴንዲኖ ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ

ጨረታ ምልክታ

ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ቁርፅራፅ ቴንዲኖ ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትዕድጉ ትደልዩ እዚ ምልክታ ካብ 08/01/18 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 12/01/18 ዓ.ም ቅድሚ ሰዓት 4፡00 ትወዳደርሉ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ዳገለፅና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግበአኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ምዃኑ ንሕብር።

ተ.ቁዝርዝርመለክዕመጠንዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ቁርፅራፅ ቴንዲኖ ካብ ባዓል20 ክሳብ ባዓል 28ኪሎ20,000.00

1. ብዘርፉ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ።

2. ቲን ናምበር ዝተመዝገበሉ ሰርቲፍኬት ከቕርብ ዝኽእል ።

3. ቫት ተመዝጋቢ ኮይኑ ዝተመዝገበሉ ሰርቲፍኬት ከቕርብ ዝኽእል።

4. ጨረታ መክበሪ ሲፒኦ (CPO) 100,000.00 ብሽም ቢ ኤም ኣር ሪል እስቴት ከቅርብ ኣለዎ።

5. ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ እቲ ተወዳዳሪ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይኸውን።

6. ዘእተውዎ ዋጋ ቅድሚ ሻት ወይ ድሕሪ ቫት ምዃኑ ብግልፂ ክቕመጥ ኣለዎ።

7. ናይ ጨረታ ሰነድ ብኦርጅናልን ኮፒን ኮይኑ ነንበይኑ ተዓሺጉ ክቐርብ ኣለዎ።

8. ሳዓራይ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣብ ውሽጢ 05 ማዓልቲ ንብረቱ ከልዕል ኣለዎ።

መተሓሳሰቢ፦ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ጨረታ ናይ ምስራዝ

ኣድራሻና፦ ኣብ ከባቢ ዋና ጨንፈር ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ፊት ንፊት ዝርከብ ህንፃ ኤክስፖ ቁ-1 6ይ ደብሪ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s