ፕሮፎርማ ምልከታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዋርድያታትን ፣ፅሬትን ፣ዝከውን (ደንቢ ልብሲ ካኪ፣ሓፂር ቆዳ ጫማ) ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ
3 ናይ ፕሮፎርማ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ(ሓምሳ ቅርሺ)::
4 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::
5 ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 06/01/2018 ዓ/ም -13/01/2018 ዓ/ም ይከውን::
6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 13/01/2018ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 13/01/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረከ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
8 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃነ · ምውሳድ ትክእሉ::
| ተ.ቁ | ዓይነት ንበረት | መዓቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ካኪ ጨርቂ | ብጣቃ | 01 | ||
| 2 | ሓፂር ቆዳ ጫማ | ቁፅሪ | 01 |