ጨረታ ስፔር ፓርት
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ፓርት ናምበር | መዓቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ቅድሚት ፓድ ኪት | 04465-35260 | ኪት | 01 | ||
| 2 | ድሕርት ሹኪት | 04495-35230 | ኪት | 01 | ||
| 3 | ቅድምት ሾክ አዝቨርቨር | 4851180066 | ንፅል | 02 | ||
| 4 | ቡትስ | 0443835022 | ኪት | 02 | ||
| 5 | ፕርሂቲንግ ታይመር | 28521-54560 | ንፅል | 01 |
1. ናይ 2017 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል
2. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል
3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእልን
4. እቲ ዝምላእ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ ከምዝኾነ ርዱእ ይግበር
5. ውሕስና መኽበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቸክ (ሲፒኦ) ብር 5000 ብስም ትካልና ከትሕዝ ዝኽእል
6. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 100 እናኸፈልካ ካብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይከኣል
7.እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 2/1/2018 - 6/1/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓዕዩ፤ሰዓት 4:00 ኣብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኸፈት፤
8.እዚ ጨረታ ከም ውዕሊ ኾይኑ እንተገልግል ሰዓራይ ውፅኢት ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 ተኸታታሊ መዓልቲ ፅሬት ዘለዎ ንብረት ከረክብ ይግባእ፤
9. እቲ ቤት ዕዮ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤
N.B እቲ ንብረት ጋራጅ ኦርጅናሊነቱ ምስትረጋገፀ ክፍያ ይፍፀም
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ፋይናንስ ከባቢ ዓ/ሓቂ ናብ ዝርከብ ትካ ልና መፂእኻ ምሕታት ይከኣል፣ቁፅሪ ቴሌፎን-0344-404253።
ድሕሪት