ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር/ መድሓኒት መደርደሪ ሸልፊ ናይ ወፃኢ/imported/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደረቲ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 2, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሓምለ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሒ

  1. ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪÂ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቓድÂ ዘሐደስኩምን::
  2. ናይ ግብሪ ከፈልቲ ቑፅሪ ቲን ምምዝጋበኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
  3. ቫት ምምዝጋብኩምን ናይ ጉንበት 2008 ወርሓዊ ድክለረሽን ዝገበርኽሙሉ መረዳእታ ክተቕርቡÂ ትኽእሉ::
  4. ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩምን መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
  5. መኽበሪ ጨረታ ብር 5,000 ስፒኦ/CPO/ ክተትሕዙ እትክእሉ::
  6. ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብሰምዒ ብዝተአሸገ ኤንቨሎፕ ሓደ ዋንኡን ሓደ ቕዳሕን ነዚÂ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ Â ኣብ ደጋፊ ከይዲÂ ስራሕ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 አብ ናይ ቢሮ ሰዓት ምእታዉ ትኽእሉ::
  7. እቲÂ ጨረታ ካብ ሰነ 27/ 2008 ዓ/ም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲ አብ አየር ዝፀንሕÂ እንትኸዉን ሓምለÂ 12/ 2008 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00Â ይኽፈት::
  8. መሸነፊ ትካል ብዝተዉሃበ ስፐስፊኬሽን መሰረት ዘቕርብ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ሓዊሱÂ ከቕርብ ይግባእ አብ መወዳደሪ ዋጋÂ ቫት ከይሓወሰ ዘቕረበ ተጫራታይ ቫት ከም ዝሐወሰሉ ይዉሰድ::
  9. ተጫራታይ ብስፐስፌኬሽን መሰረት ጥራሕ ከቅርብ ዝኽእል ኾይኑ መሸነፊ /መቕረባይ / ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣታዊ ይገብር::
  10. መሸነፊ /መቕረባይÂ /ትካል ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 45 መዓልቲÂ አታዊ ይገብርን ዉሕሰና ንዝድልዩም ኣቑሑት ድማ ዉሕሰና ከቕርብÂ ዝኽእል::
  11. ነዙይ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ከይዲ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 ዘይምለስ ንፅሐፈትÂ መሳርሒ ንፅሬት አቅሑት ብር 50.00 ብክፋል ምዉሳድ ትኽእሉ::
  12. ቢሮ ኣድላይ ኮይኑ እንተረኪብዎ ኣብ ሕድሕድ ጨረታ 20% ክዉስክን ክቅንስን ይክእል
  13. Â ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይÂ ምስራዝ መሰል አለዎ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክ/ ትግራይ ስ.ቁ Â 251 03 44 40 47 15/ 251 03 44 40 04 51ምድዋል ይከአል::

Â

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8591)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s