ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣብ ዘመነ ትምህርቲ 2018 ዓ/ም ንቐለብ ተምሃሮ ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈትን ናይ ፅርየት ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣብ ዘመነ ትምህርቲ 2018 ዓ/ም ንቐለብ ተምሃሮ ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈትን ናይ ፅርየት ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለ ዝኾነ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ዝምልከተኩም መቕረብቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ንክትሳተፉ ይዕድም።

1) ናይ 2017 ዓ/ም በቲ ዘፈር ንግዲ ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግድን ናይ መቕረባይነት ወረቐት ምስክርን ከቕርቡ ኣለዎም፤

2) መለለዪ ከፋሊ ግብሪ (TIN) ምስ ፍቓድ ንግዲ ኮፒ ብምግባር ከትሕዙ አለዎም፤

3) ቫት (VAT) ወይ ቲኦቲ (TOT) ተመዝገብቲ ዝኾኑን፤ ናይ ዝተመዝገብሉ መረዳእታን ናይ ወርሒ ሰነ 2017 ዓ/ም ዲክላራስዮንን ከቕርቡ ዝኸእሉ፤

4) ናይቲ ጨረታ መኸበሪ ሰነድ ብሲፒኦ (CPO) ብር 50,000 ሕድ ሕድ ሰነድ ጨረታ ከትሕዙ ዝኸእሉ፤

5) ኣብ መዘርዝር /ስፐሲፊኬሽን/ ብዝተገለፀ መሰረት ጥሪ ከቕርቡ ዝኽእሉ፤

6) ተመሊኡ ዝቐርብ ናይ ጨረታ ሰነድ ንፁር /ንምንባብ ዘየፀግም/ ክኸውን ኣለዎ፤

7) መቕረባይ እዚ ጨረታ ዝሰዓረ ምዃኑ ምስ ተነገሮ ኣብ ውሽጢ 2 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ውዕሊ ብምእሳር: እቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ጠቕሊሉ ከቕርብ ዝኸእል፤

8) እቲ ዋጋ ክመልእዎ ከለዉ ምስ VAT/TOT ምዃኑ ወይ ዘይምዃኑ ብግልፂ ከቐምጡ ኣለዎም፤ ብግልፂ አንተዘይተነፂሩ ምስ VATTOፐ ከም ዝተመልአ ተሓሳቢ ተገይሩ ይውሰድ፤

9) ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተምን ናይቲ ትካል ብግልፂ ክቕመጥ ኣለዎ፤

10) ቤት ትምህርትና ናይቲ ዝዕደግ ንብረት መጠን ብ20% ምቕናስ ወይ ምውሳኸ ይኸእል፤

11) ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ (ጥቓ ቤተ-መንግስቲ ሃፀይ ዮሃንስ) 3ይ ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 410 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ንሕድ ሕድ ሰነድ ጨረታ ብር 100.00 ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል።

12) ቤት ትምህርትና ዝሓሸ ካልእ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

13) እዚ ጨረታ ዕለት 28/12/2017 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ኣዳራሽ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ይኸፈት።

14) ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0945462700/0914763004 ደዊልካ ምሕታት ይከአል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s