ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ካብ ተራድኦ ብዝተረከበ በጀት ዝትፈላለዩ መምርሕታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሰነ 27, 2008 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሓምለ 5, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:4000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሓምለ 5, 2008 06:00 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  1. ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም
  2. መረዳእታ መቅረባይነት ዝሓዘን መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ተወሳኪ ታክስን ከቅርብ ዝክእልን
  3. ናይ ወርሒ ግንቦት 2008 ዓ ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርብን
  4. ሰነደ ጨረታ ካብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 12 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 23 ሰነ 2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 5 ሓምለ 2008 ዓምÂ ኩላሻብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል
  5. ሰነደ ጨረታ 5 ሓምለ 2008 ዓ ም ሰዓት 8፡ 45 ተዓሺጉ ኣብቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 9 ፡00 ድሕሪ ሰዓት ይክፈት
  6. ተጫረቲ ዝወሰድዎ ሰነድ ጨረታ መሊኦም ክሳብ 24 ግንቦት 2008 ዓም ሰዓት 8 ፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ክፍሊ ቁፅሪ 12 አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይክእሉ
  7. መክበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 4000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
  8. ተጨራታይ ሰዓራይ ምካኑ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

መተሓሳሰቢ

ዝኮነ ተጫራታይ ብዝዓባ እቲ ሰነድ ጨረታን ካልእ መብርህን ዘድልዮም እንተኮይኑ ብፅሑፍ ጥራይ ምሕታት ይክእል

ሰዓራይ ጨረታ ንብረት ኣታዊ ዝገብረሉ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንብረት ክፍሊ ኮይኑ እቲ ንብረት ድማ ፅሬቱ ብባዓል ሞያ እቲ ቤት ዕዮ ክረጋገፅ ይግባእ

እቲ ቢሮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344403477 ብተወሳኪ 0344408299 ደዊልካ ይኩን ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ