ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀ ትትግራይ ተዮታ መኪና ሞዴል LN/66 ዝኾነት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ስፔራት፣ ጎማን ንዲኮር ዝዉዕላ ንብረትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 8, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 23, 2017 06:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 23, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቁፅሪ ኮ/ኣ/ህ/ክ/ትግ/ፈይ 005/17

ዕለት 08/12/2017 ዓ/ም

ምልክታ ጨረታ

ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀ ትትግራይ ተዮታ መኪና ሞዴል LN/66 ዝኾነት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ስፔራት፣ ጎማን ንዲኮር ዝዉዕላ ንብረትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ኣካላት ንክትወዳደሩ ይፅውዕ።

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ በዚ ስራሕ ዘርፉ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፤ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከምኡውን መፍለይ ቁፅሪ ቲንናበር ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመሊኡ ክቐርብ ኣለዎ ካብቲ ናይ መስራቤት ዘቕረቦ ቅጥዒ መምልኢ ዋጋ ወፃኢ ካሊእ ናይ ባዕልኻ ፎርሚ ገይርካ ምምላእ ኣብቲ ሰነድ ሓሳብ ምፅሓፍ ተቐባልነት የብሉን ብተወሳኺ እቲ ዝተመለአ ዋጋ ጨረታ ድሕሪ ምኽፋቱ 15 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ዕ/ፈይ/ንብ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 6 ብነፃ ውሳድ ይካኣል እዩ

3/ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 08/12/2017 ዓ/ም ክሳብ 22/12/2017 ዓ/ም ን15 መዓልቲ ኣብ ኣየር ይፀንሕ ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኸፈተሉን ዕለት23/12/2017ዓ/ም ሰዓት 6፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኹን ኣብዘይተረኸብሉ ይኸፈት ድሕሪ ጨረታ ምኽፋቱ /ምዕፃው /ዝመፅእ

ተቐባልነት የብሉን

4/ ንመኪና ስፔር መኽበሪ ጨረታ ብር ናይ 5000/ሓሙሽተ ሽሕ cpo ስፒኦ/ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም

5/ ዝሰዓረ ተወዳዳሪ ሰዓሰሪ ምዃኑ ካብ ዝተነገሮ ድሕሪ 3ተ ናይ ጥርዓን መዓልቲ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ናይ ዝሰዓሮ ዋጋ 10% መኽበሪ ወዕሊ ኣትሒዙ ውዕል ዝኣስር ክኸውን ኣለዎ ውዕል ተዘይኣሲሩ ድማ ንመኽበሪ ጨረታ ዘትሓዞ ገንዘብ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይኸውን ብሕግዉን ዝሕተት ምኻኑ ክፍለጥ ኣለዎ

6/ ሰዓራይ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ናብ ናይ ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት መን ከረክብ ዝኽእል

7/ እቲ ንብረት ብሰብ ሞያ ትክለኛነቱ ተረጋጊፁ ምስ ኣረከበ ሒሳቡ ዝኽፈል ይኸውን ካብ ጠቕላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ንብረት ዝኸፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 20000ብር ተኮይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 3% ዝኸፍል ይኸውን

8/ ኮሚሽና ኣብ በዝሒ ንብረት 20% ክዉስኸ ወይ ክቅንስ ይኽእል እዩ

9/ ኮሚሽና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0919914018/0914755064/0342408918 ምሕታት ይከኣል።

ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ መቐለ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s