- በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፍÂ ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰÂ ዘለኩም::
- ናይ 2008 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም::
- ቲነ ካርድ መረዳእታ ዘለኩም::
- ናይ መቅረባይነት ሴርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ዘቅርብ
- ቫት ተመዝገበቲ ዝኾንኩም::
- ናይ ወርሒ ሚያዝያ ዲክለራስዩን ዝገበርኩም::
- ቅድሚ ጨረታ ነቲ ጨረታ መኽበሪ 3000 (ሰለስተ ሺሕ)Â ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ከትሕዝÂ ዝክእል::
- ናይቲ ሽያጥ ዝርዝርÂ ዶኩሜንት ዘይምለስ 30 ብር ( ሰላሳ ብር) ብምክፋልÂ ካብÂ ቤትÂ ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስንÂ ወረዳ ሓዉዜን ከ /ስ /ዕ /ንብ /ምም /ርንÂ ቁፅሪ 05Â ምዉሳድ ይከአል
- ካብ 20/10/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ዶክሜንት ብምምላእ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ አብ ዝተፈላለዩ ፖስታÂ ዓሺግኩም ፊርማን ማህተምን ተገይሩሉ አብ ዓብይ ፖስታ ተዓሺጉ ክሳብ ዕለት 05/11/2008 ዓ/ም 8:00 ናይ ምሸት ኣብ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ቁፅሪ 05 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይእቱ ::
- እቲ ዘይሰዓረ ተጫራታይÂ ዘትሓዞ ናይ መኽበሪ ጨረታ ቢድባንድ ሰዓራይ ምስ ተገለፀÂ ብመምርሒ ዕዳጋ መሰረት ይምለሰሉ::
- እቲ ጨረታ ዝሰዓረ ሰብ በቲ ዝሰዓረ ዋጋ ከቅርብ ፍቃደኛ እተዘኮይኑ ዘትሓዞ ቢድ ቦንድ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይኸዉን::
- ሰዓራይ ዝተገለፀሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ( ሓሙሽተ መዓልቲ) ተካታተልቲ ዉዕልÂ አሲሩ እቲ ንብረት ምጉዕዓዝ ይጅምር
- እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 05/11/2008 ዓ/ም 8:00 ተዓፅዩ ድሕሪ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ባዕላቶም ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም አብዘለዉሉ ይክፈት
- ሰዓራይ ንዝስዕሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ብምሽፋንÂ አብ ወረዳ ሐዉዜን ትልምን ፋይናንስን አጉዒዙÂ ዘቅርብ::
- ሰዓራይ ኣብ ዝተገለፀሉ ቀሪቡ ዉዕሊ እንተዘይ አሲሩ ብመምርሒ ዕዳጋ መሰረት ዝቅፃዕÂ ምኻኑ ::
- ብመምርሒ መሰረት ኣብ እንዕድጎ እንዕድጎ ንብረት መጠንÂ 20% ክንዉስክÂ ክንቅንስÂ ንክእል ኢና ::
- ብመሰረት ዝአተዉዎ ዉዕሊ ብዝድለ ፅሬት አብ ዝተደለየ ግዜ ንበረት እንተዘይ አቅሪቦም ብዉልቀን እቲ ድርጅትን ተሓተትቲ ከም ዝኮኑ
- ሰዓራይ ወዕሊ አሲሩ እቲ ዝግዛእ ንበረት ብቲ ዉዕሊ አሲሩ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ዘረከበሉ ንበረት እንተዘይ አረኪቡ ብሕድሕድ መዓልቲ 1/1000 ተቀፂዑ እቲ ዝግዛእ ንብረት ተመሊሱ የረክብ ከሙእ እዉን 10% ናይቲ ዝሰዓሮ ንብረት ይቅፃዕ
- ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረከቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ነቲ ጨረታÂ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንዝበለፀ ሐበሬታ 0346670078/0914138946Â
መመለስ