ፕሮፈርማ ቁፅሪ-2 2017 ዓ/ም
❖ ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል
1. ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናውቲ ፅገና ግልጋሎት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ኣብዚ ንካልዓይ ጊዜ ዝወፀ ፕሮፈርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ በቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቛሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ይዕድም።
❖ ናይ ዘመነ 2017/2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ምስቲ 'ንግዲ ፍቓድ ዝመሳሰል ናይ ግብሪ ክፋላይነት መለለይ ቑፅሪ ሰርተፊኬት (T) ዘለኩም ፣ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም።
❖ ናይዚ ፕሮፈርማ ሰዓርቲ እንተኾይንኩም ናይ ዝሰዓርኩምዎ ግልጋሎት ካብ ዝግለፀልኩም እዋን ጀሚርኩም ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ መፂእኽም ንሓደ ዓመት ውዕሊ ክትኣስሩ እትኽእሉ።
❖ ነጋዶ ናይ መወዳደሪ : ደኩሜንትኹምን ናይቲ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒን ናይ
ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብግልፂ ዝርአ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ /ፖስታ/ ንቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ቢሮ ቑፅሪ 171 ካብ ዕለት 21/11/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/11/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቕርቡ እትኽእሉ።
❖ እቲ ፕሮፈርማ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 24/11/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኣብቲ ዝተገለፀ ቢሮ 3ይ ደብሪ ቑፅሪ 171 | ስለ ዝኸፈት መፂእም ክትሳተፉ ትኽእሉ።
❖ ናይቲ ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ዋጋ ልዕሊ 3,000.00/ሰለስተ ሽሕ ብር /እንተኾይኑ ሻት ዝተመዝገብኩም ሻት 7.5 % ኣብቲ ቢሮ ተቖሪፁ ዝተርፍፉ ምዃኑ ክፈልጥ ይግባእ።
❖ ተወዳደርቲ ዘቕረብዎ መወዳደሪ ከም ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክፈልጥዎ ይግባእ።
❖ እቲ ፕሮፈሪርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀነሐሉ ግዜ ፕርፎርማ ካብ ዝኽፈተሉ ዕለት ን7ተ ንተኸታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉዕ።
❖ ቢሮና ነቲ ፕሮፈርማ ዝሐሸ | መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ሕለው እዩ።
ቢሮ ትራንስፖርትን መራኽብን ክልል ትግራይ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ +251914222506/+251914759607 ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።
ድሕሪት