ንኹሉኹም ስብ ትካል ኤለክትሮኒክስ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ለካቲት 23 ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝውዕሉ መራበሒ ማሽንን ክልተ ላብቶፕን ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ

ቑፅሪ ለካ 23/14/35/17 _

ዕለት 18/11/2017ዓ/ም

ምልክታ ጨረታ

ንኹሉኹም ስብ ትካል ኤለክትሮኒክስ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ለካቲት 23 ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝውዕሉ መራበሒ ማሽንን ክልተ ላብቶፕን ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት እተማል ኡ ኩሉኹም በዚ ኣብ ታሕቲ ዝተቐመጠ ምል ኢ ዋጋን ዓይነትን መሊእኹም ክተእትውንላቦ። ክማል ኡ ዝግብኦም ረቋሕታት

1. ን 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ከቕርብ ዝኽእል

2. ናይ መቕረባይነት ከቕርብ ዝኽእል

3. ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ/ ቲን /ከቕርብ ዝኽእል

4. መኸበሪ ጨረታ ዝምለስ ብር 500000 ዓሰርተ ሽሕ /ከትሕዝ ዝኽእል

5. ብናይ ባዕሉ መጛዕዝያ ናብ ቤት ትምህርቲ ከምፅእ ዝኽእል፡፡

6. ክሎም ናይዞም ኣብ ላዕሊ ዝተገል ረቋሕታት ምስ እዚ ዋጋ ምልኢሳነድኣብፖስታ ተቓሽጉክመፅእኣለዎ።

7. ቤት ትምህርትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ካብ ዥቐረበ ዋጋ 05% ቀኒሱ ወይ ወሲኹ ካልእ መማረፂ ክወስድ ይኽእል ኢዩ፡፡

8. ጨረታ ዝልጠፈሉ ዕለት 18/11/2017 ዓ/ም

9. ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 28/11/2017 ዓ/ም ስዓት ሰለስተንተን ፈረቓን/3:30/

10. ተጫረትቲ ዋጋ መምልኢ ሳነድ ካብ ኢድ ፋይናንስ ምምሕዳር ቤት ትምህርቲ ዘይምለስ ብር 100 /ሃደ ሚቲ /ብምኽፋል ምውሳድ ይካል።


ተቁዝርዝር ንብረትመዓቀኒበዝሒናይ ሐደ ዋጋጠ/ዋጋ
1RISOGRAPH RZ 670 (SE 38(FK)RZ670)ቁፅሪ1
2HP ELITE BOOK COR 17 10th GENERATIONቁፅሪ1
3ፕሪንተር 2206 IRቁፅሪ1


 ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ኣይግደድን

11. ጊዘያዉ ኣደራሻ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት/ቲ ዓይደር

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s