ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ዓ/ዓዲ ክፍሊ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንሆስፒታል ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝውዕል ንመወሀቢ ግልጋሎት ሕክምና ኦክስጅን ስሊንደር መምስሊ ግልጋሎት ክገዝእ ስስዝደሊየ

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ዓ/ዓዲ ክፍሊ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንሆስፒታል ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝውዕል ንመወሀቢ ግልጋሎት ሕክምና ኦክስጅን ስሊንደር መምስሊ ግልጋሎት ክገዝእ ስስዝደሊየ ነዙይ ዝተማልኡ ነጋዶ በቲ ትሕት ኢሉ ዘሎ ደረጃ መስፈርት ከተቅርቡ ከተመሰሉ እናፍሰጥና ዝርዝር መስፍርት ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡፡ በዚ መሰረት ኣብቲ ግልጋሎት ጨረታ ክትሳተፉ አትደስዋ መቅረብቲ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም

  • ሕጋዊ ንገዲ ፍቃድ በቲ ዝተደስየ ዘርፌ ንገዲ ዘስኩም
  • ናይዚ 2017 ወይም 2018 ዓ/ም ዘመን ገብረ ዝከፈልኩምን ወይ ድማ ዘሕደስኩምን ምስ ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝከአ ፣
  • እቲ ጨረታ ናይ ብዓል ዋና ሕጋዊ ማሀተምን ፌርማን ዘስዎ ክከውን ኣስዎ።
  • ክጫረት ዝክእል ኣካል ብናደ ዛዕሱን ወይም ሕጋዊ ውክልና ዘስዎ ከከውን ኣስዎ።
  • ጨረታ ዝወሰደሉ ዓብይ ዓዲ ሆ/ስ ምም/ር ሩይናንሰ ምኻኑ፣
  • ሰነድ ጨረታ ተከፊቱ ተጫረታደ ምስዓሩ ምስ ፈስጠ ንሓደ ዓመት ናይ ዋጋ ወሰከ ከየደስየ ግልጋሎት ይህብ ። ጨረታ መክበሪ ብCPO ወይም ብጥረ ገንዘብ ብር 5000/ሓሙሽተ ሽሕ/ ከትሕዝ ዝክእል፣
  • ቤት ፅሕፈትና ብዝኣዘዞ በዝሕን ዓቀንን ንሓደ ዓመት ውዕል ኣሲሩ ዘቅርብን ገስጋሱት ዝህብ ከከውን ኣለዎ። ተጫራታደ ዝቀርብ ዝርዝር መገስፂ ምስራዝ ዘይኽእል ምኻኑ ኣሚኑ ዋጋ ይመልእ፣
  • ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 8/11/2017ዓ/ም
  • ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/11/2017 ዓ/ም ስዓት 10፡00
  • ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 17/11/2017 ዓ/ም ዓ/ዓዲ ሆስፒታል ሩይናንስ ምም/ር ከፍሲ ስዓት 10፡30 ንሕድሕደ ኦክስጅን ስሊንደር መምስአን መሕፀብን ሰዓራይ ዝኸውን መዳደሪ ዋጋ በበዝሒ ዓይነት ዝነኣሰ
  • ዋጋ ዝመልስ ሰዓረ ደኽውንን በዚ መሰረት ውዕሊ ዝኣስር ምካኑ ፈሊጡ ብጥንቃቀ ደመስእ፣
  • እቲ ዝምላእ ዋጋ ንሓደ ዓመት ምኻኑ ፈሊጡ ዝመሰእ፣

ዓብደ ዓዲ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንመምዕሊ ኦክስጅን ስሲንደር መሳርሒ ናውቲ ሕክምና ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ስሊንደር ካስጅን ንምምላእ ዝወፀ ጨረታ በጀት ዓመት /2018 ዓ/ም

ተቀዓይነት ዝገዛእ ኣቅሓ ወደ ግልጋሎት ዝወሃቦዝርዝር መግለፂመለከዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብርሳን
1ቮከስድን ጋዝበዓል 50 ብሊትርM301
2ኦክስጅን ጋዝበዓስ 40 ብስትርM301
3ኦክስጅን ጋዝበዓስ 20 ብሊትርM301
4ኦክስጅን ጋዝበዓስ 11 ብሌትርM301
6መሕፀዚ ኦክስጅን ንበዓስ 50ንከሕፀብ ኣብ ዝተኣዘዘ ተረባሚ ይኸውንM301
7መሕዘቢ ኦክስጅን 40ንክሕዘብ ኣብ ዝተኣዘዘ ተፈፃሚ ይኸውንM301
8መሕጸቢ ኦክስጅን ንበዓስ 20ንክሕፀብ ኣብ ዝተኣዘዘ ተፈፃሚ ይከውንM301
9መሕዐቢ ሾከስጅንንበዓስ 11ንክሕፀብ ኣብ ዝተኣዘዘ ተፈፃሚ ይኸውንM301
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s