ተቁ | ዓይነት | መዓቀኒ | በዝሒ | ተጫረትቲ ዝመልእዎ | ጠቅላላ ዝመልእዎ ዋጋ |
 | ፕላስቲክ ሮቶ | ብቁፅሪ | 10 |  |  |  |  |
 |  |  |  |  |  |  |  |
Â
- አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ መሰረት ብምግባር ንክትሳተፉ ይዕድም
- በቲ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ
- ባዕሉ ተጫራታይ አብ ዝወፀÂ እስፐስፊኬሽን ምዉሳክ ምቅናስ ምስራዝ አይከኣልን
- እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
- ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 50 /ሓምሳ ብር/ ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድÂ ካብÂ ቤ/ ፅሕፈትና እቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ እቲ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 30/9/2008 ዓ/ም ክሳብ 14/10/ 2008 ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡነÂ ብሰምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክልተ ኮፒ ሓደ ኦርጅናል ብምምፃእ ነዚተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል
- ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 14/10/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኮይኑ በዚ ዕለትሰዓት 9:00 ድማ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉለ ይክፈት መክፈቲ ቦታኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን::
- ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 5000/ ሓሙሽተ Â ሽሕ ብር/ ብ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ::
- እቲ ግለፂ ጨረታ ናይ በዓለ ዋና ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ
- እዚ ግልፂ ጨረታ እዚ ከም ሕጋዊ ዉዕሊ የገልግል
- ተጫራታይ መፅዓንን መራገፍን ትራንፖርት ሓዊሱ ናብ ወ/ቆላ ተምቤን ቤ/ት ፅ/ት ሕ/ገ/ልምዓት ከብፅሕ ዝክእል
- እዚ ግልፂ ጨረታ ቤ/ፅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ
- ናይ 2008 ዓም ሙሉእ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን
- ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪÂ /ቲንካርድ /Â ዘለዎÂ ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽነ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል
- ሰዓራይ Â ምካኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ማዓልቲታት አታዊ ክገብር ዝክእል
       ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344460052 /0344460116
መመለስ