ቤት ፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርገሩ ናይ Binding Machlne _ ብፕሮፈርማ አዳዲሩ ክዕድን ከአ ይደሊ::

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ 35

ቤት ፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርገሩ ናይ Binding Machlne _ ብፕሮፈርማ አዳዲሩ ክዕድን ከአ ይደሊ:: በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቛሒ እተማልዲ ክትሳሳቱ ትእለ::

መምርሒ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቂ ዘርፍ ዘለዎ፡-

3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ብሰሪ ገዝ ዘለኩም

4. ናይ በረባውነትም ወረቐት ከቕርብ ዝክእል

5. ምስ መዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም እናገለቦና መወዳደሪኩም ከም፡ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማቲምን ፣ብምግባር ብሽም ብዝተዓሸን ፓሲ፡ ካብ ዕለት06/10/2017ዓ/ም ክሳብ 10/10/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 4:00 ክትቕርቡ ክትወዳደሩ ትክእሉ

6. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት10/10/2017ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 15 ይከፈት

7. ብእቲ ዝቐርብ ዕራቑ ዝሓለወ ክኸውን አለዎ እንተዘይኾይነ ግን ተቐባልነት የብለን ::

8. ኣብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂን ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብለን

9. ካብዚ ዝተሓተተ ንብረት ወፃኢ ብባዕልኻ ዓይነት ቐይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም አይፍቀድን ::

10. እዚ ሰነድ ጨረቃ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ሰለ ዘግልግል እቲ ሰራሕ ኣረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ

11. ስለዚ ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተዳደርኩ ስዓራይ እንተኮይነ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናል ዝኮነ ሰራሕ ብስፈሰፈኬሽን መሰረት ንክቕርብ ሓላፍነት ወሲደ ተሰማሚዔ ኣለኩ ::

12. ሞጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎረማ ተራእዪ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠለ መዓልተ ጅሚሩ ክሳብ 7 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኸውን::

13. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ፡፡

14. ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚን መፅዓኒ መራገፈ ናብ ቤት ፅሕፈትና ብውልለምም መሰረት ኣታዊ ዝገብሩ፡

15. ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 0026444876 ከምዝኮነ ንሕብር

16. እቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 8 ኣታዊ ትግበር::

17. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና መእካ ምውሳድ ይከኣል :

18. ንተወሳኺ ሓብሬታ ብስልኪ ቁፅሪ - 03 44 41 65 70 ሓዱሽ ህንፃ ፊትንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ ትግራይ

NoItemsDescriptionበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሃ
1Combo Binding Machine• The binding capacity of up to 450 Sheets
• 25 sheets punching capacity (80g)
• A4 size binding paper size
• Manual Punching
• 2 arms for punching and binding
• 21 punching holes
• Extra-Wide Mouth: Punch and bind documents up to witle (21 rings)
• Double-Handle System: Separate handles for punching and binding to extend the life of the machine
• Disengageable Pins: For punching customized documents
• Self-Sharpening Dies: For worry-free operation and low maintenance
• Rugged, All-Metal Construction: Ensures superior durability and performance
• One Year Warranty
01

ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8591)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s