ቢሮ ምህዞ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ሕትመቲ ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 2, 2017 11:25 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይገልፅን
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ምህዞ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ሕትመቲ ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር ፡፡

ሞዴል
ዝርዝር ግልጋሎትዝርዝር ምግለፂ /SPECIFICATIONመዓቀበዝሒነፀላ ዋጋመብርሂ
1ራስጌ ቲተር ማህተም ተለመcዘይሓስስ 1 ደረጃ ሕትመትሽምን ስራሕ ሓላፍነትን ዝገልፅ ብትግርኛ 4፤ ብኢንግሊዝን ፊትቑፅሪ04
2ሕትመት
ጨረር መመንጨውቲ ኣብ ዝጥቅሙ ትካላት ዝልጠፍ መጠንቐቅታን መንቅሒ ምልክታን
ብክለር ፅሑፍ ቢሮ ምሳቴን ጨረር ሎጎ ዘለዎ
ዓይነት ዕሑፍ ብዝቐረበ ሳምፕል
ቑፅሪ200
3ሕትመት
ጨረር መመንጨውቲ ኣብ ዝጥቅሙ ትካላት ዝልጠፍ ስጉምቲ ፅሑፍን ስቲከርን
ብክለር ፅሑፍ
ቢሮ ምሳቴን ጨረር ሎጎ ዘለዎ
ዓይነት ፅሑፍ ብዝቐረበ ሳምፕል ሞዴል
ቑፅሪ100
4ሕትመት
ካላብሬት ኣብ ዝግበሩ መሳርሕታ ለኃን ስቲከሮን ዝልጠፍ ስቲከርን
ብክለር ፅሑፍ
ቢሮ ምሳቴን ጨረር ሎጎ ዘለዎ
ዓይነት ፅሑፍ ብዝቐረበ ሳምፕል
ቑዕሪ200
5ሰርትፍኬትA4 size Golden frame paper 180mቑፅሪ50

መተሓሳሰቢ

➢ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኹም

➢ በቲ ሓዱሽ መቕረባይነት ክቕርብ ዝክእል

➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

➢ ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ TIN ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝኽእል ::

➢ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 27/09/2017 ዓ/ም ክሳብ 02/09/2017 ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ክተቕርቡ ትኽእሉ፡፡

➢ ሰዓራይ ዝኾነ መቅረባይ ሰዓራይነቱ ምስ ፈለጠ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ከረክብ ዝኸእል ::

➢ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቑ 0344 404161 ምድዋል ይከኣል/

➢ ዓዲ ሓቂ ጎኒ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ቢሮ አካለ ጉድኣት 5 ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 18 ንርከብ :

ምስ ሰላምታ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s