ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 በጀት ዓመት 2ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ናይ አዳራሽ ፅሬቱ ዝሓለወ ተገጣጣሚ ወንበር ከስርሕን ከግጥምን ስለዝደለየዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 30, 2008 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሰነ 13, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:500.00
  • ቦታ: ኣሕፈሮም
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሰነ 13, 2008 06:00 ከሰአት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • Print
  • Pdf

በዚ መሰረት ብዘረፉ ናይ ዘመኑ ዘተሐደሰ ፈቃድ ዘለኩም

ቫት ዝተመዝገብኩምን እቶትኩም ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2008 ዓም ዘፍለጥኩምን

  1. ካብ ት/ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩም
  2. መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ/TIN ቁፅሪ ዘለኩም
  3. ተጫረቲ ዉዕሊ ካብ ዝአሰርሉ ዕለት ጀሚሩ ሰሪሖም ኣብ ዉሸጢ 15 መዓልቲ ከረክቡ አለዎም
  4. ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 29/09/ 2008 ዓ/ም ጀሚርኩም ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ንሕድሕዶም ብር 50 ብምክፋል ካብ ወረዳ ኣሕፈሮም ት/ፋይናንስን ከይዲ ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ምዉሳድ ይካአል
  5. ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ /ቢድ ቦንድ/ 500 ብጥረ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
  6. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንድቅ ብዋናን ቅዳሕን ክተእትዉ ትክእሉ
  7. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/10/2008 ዓ/ም ድሕሪ ቀትሪ 8:00
  8. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 13/10/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወኪላቶም ወይ ይከፈተለይ ዝብል መማለከቻÂ ኣብ ዝተረከብሉ ወይ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት
  9. እዚ ዋጋ እዙይ ን15 ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

 NB ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344490067 ሞባይል 0914763587 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::

መመለስ
የጨረታ ምድብ