Ref. No: 82759/11-3/2017
Date 21/09/2017
ናይ ጨረታ ምልከታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማ ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ.ም ንግዲ
2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል::
3 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ(ሓምሳ ቅርሺ ::
4 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ
5 ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 21/09/2017 ዓ/ም -28/09/2017 ዓ/ም ይከውን::
6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 28/09/2017ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 28/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 5 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
8 እቲ ናይ ጨረታ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
9 VAT ረጅስተር ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ::
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዓቀኒ | በዝሒ | ፓርት ናምበር | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማ | ቁፅሪ | 05 | 205 R16/697 |