ሎት ቁፅሪ | Â Â Â Â Â ዝርዝር | መብርሂ |
1 | ፀፀር | Â |
2 | Â ቶታል ስቴሽን | Â |
3 | Â አቁሑት ኮንስትራክሽን | Â |
4 | ዴስክቶፕ ኮምፒተር ላፕቶፐ ፕሪንተር | Â |
5 | ንማይ ካዕቲ ዘገልግል ፈሳሲ | Â |
 |  |  |
 |  |  |
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግቦኦም ረቑሒታት
- Â ናይ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም::
- Â ንኹሎም ሎት ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም : ቲን መለለይ ቁፅሪን Â ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ዘለኩም::
- Â ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ ብር 100.00 (ሐደ ሚኢቲ ብር) ብምክፋል አብ ከተማ መቐለ አጂፕ ጥቃ ካብ ዝርከብ ቤት ዕዪና ቢሮ ቁፅሪ 102 ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::
- Â ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ንፀፀር 10,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎ::ንቶታል ስቴሽንÂ ንማይ ካዕቲ ዘገልግል ፈሳሲ 20,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ንበይኑ ብዝተዓሸገ ፖሰታ ከትሕዝ አለዎ::ንተወሳኪ ድማ ቴክኒካል መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ፋይናንሻል መረዳእታን በበይኖም ከቅርቡ ኣለዎም
- ንአቁሑ ኮንስትራክሽን 10,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎ::ንዴስክቶፐ ኮምፒተር ላፕቶፕ ፕሪንተር 10,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎ::
- Â ተጫረቲ ዝመልእዎ ጨረታ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ አለዎም::
- ሎት ሓደ ንፕሮጀክት ዓዲ ቀይሕ ዝርከብ …..
- ንሎት 2, 3 ,4 ,5 ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ መቀለ ዝርከብ መክዝን አታዊ ይገብር
- Â ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 8 ሰነ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓሽጉ አብዚ ዕለት እዙይ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ሕጋዊ ወኪላቶም እንተዘይተረኸበዉን ናይቲ ጨረታ መስፈርት ክሳብ ዘማልኡ እቲ ጨረታ ይኽፈት::
- Â ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እዚ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0344 407761 ምድዋል ይከኣል::
መመለስ