ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ ብናይ 2017 ዓም መደበኛ በጀት ኣብታ ወረዳ ዝርከባ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ኣቅሑት መከና ጎማን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2017 ግብሪ መንግስቲ ዝከፈለክም : ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ቅዳሕ ከተሓሓዝ ዝክእል

2 ምስክር ወረቀት ቁፅሪ መለለይ ከፋሊ ግብሪ ዘለኩም ቅዳሕ ከተሓሓዝ ዝክእል

3 ኣብ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ወረቀ ምስክር መቅረባይነት ቅዳሕ ከተሓሓዝ ዝክእል

3 መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :  ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ኣቅሑት  መከና ጎማን   እትሳተፉ ተወዳደርቲ ተወሳኪ አሴት ታክስ ምዝጉባተ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ መጋቢት 2017 ዓም ሪፖርት ዝገበርክምሉ መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ኩሎም ዝተሐተቱ ረቆሒታት መረደእታ ዋናን ምስ ቅዳሕ ምስ መጨረታ ሰነድ ብፖስታ ዓሺግኩም ክትቅርቡ እትክእሉ

5 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከተማ እናዳባጉና ጥቃ ምምሕዳር ወረዳ ፅምብላ ዝርከብ ናይ ወረዳ ፀለምቲ ግዘያዊ ቤት ፅሕፈት ቤት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ካብ 30/8/2017 ዓም ክሳብ 15/9/2017 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል

6 ተወዳደርቲ ካብ ካብ 30/8/2017 ዓም ዓም ጀሚርኩም ንነክሰወከፍ 100 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምዉሳድ ዝርዝር ዋጋ መሊእኩም ኣብቲ ከይዲ ስራሕ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታሰ ብዝተዓሸገ ፖስታ አታዊ ክትገብሩ እትክእሉ

6 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 30/8/2017 ዓም ዓም ከሳብ 15/9/2017 ዓም ሰዓት ኮይኑ ሳነዱቅ ጨረታ ዕለት 15/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ከተማ እናዳባጉና ጥቃ ምምሕዳር ወረዳ ፅምብላ ዝርከብ ናይ ወረዳ ፀለምቲ ግዘያዊ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ንብረትን ይክፈት

7 ተወዳደርቲ መከበሪ ጨረታ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 20000 ቅርሺ :  ፈርኒቸር  10000 ቅርሺ: ኣቅሑት  መከና ጎማን 10000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድም ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8 ተወዳደርቲ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ኣብ ነብስ ወከፍ ገፅ ማሕተሞም ፊርማን ዕለትን ብግልፂ ክህልዎ አለዎ

9 ተጨረታ ሰነድ ጨረታ ብፅሬት ክመልኡ አለዎም  ስርዝ ድልዝ ሃሊዎ  ድማ ናይ ባዕል ዋና ፊርማ ክህልዎ አለዎ ስርዝ ድልዝ ሃሊዎ ዘይተፈረመ ሰነድ ጨረታ ዘቅረበ ተወዳደሪ ተቀባልነት የብሉን

10 አብዚ ወድድር ሰዓርቲ ዝኮኑ መቅረብቲ ናይ ስዓርዎ ኣቅሑት 10 ሚእተዊ መክበሪ ዉዕሊ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ይግባእ

11 ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 20 መዓልቲታት ይከዉን

12 ኣብዚ ጨረታ ሰዓርቲ እትኮኑ ተወዳደርቲ ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ፅሬት ዘለዎን ብመሰረት መዓቀኒ ረቆሓን ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ ካልኦት ወፃኢታት ብምሽፋን ኣብ ከተማ ዳባጉና ጥቃ ምምሕዳር ወረዳ ፅምብላ ዝርከብ ግዘያዊ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናስን ወረዳ ፀለምቲ ዕቀባ ንብረት ኣምፂኡ ዘረከብ

13 ቤት ፅሕፈትና አብ ነብሰ ወከፍ ዓይነት ንብረት 20 ሚእተዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእለ እዩ

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0919023970  0910218939

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s